ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ፣ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣጎልግሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማለት እዉን ቲን ናምበር
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
4 ናይ ወርሒ ሕዳር 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ
5 መኸበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብስፒኦ
6 መሸጢ ሰነድ ጨረታ 25 ቅርሺ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 05/05/2012ዓ/ም ክሳብ 19/05/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54