ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትም ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 05/05/2012 ሰዓት 4፡00

ጨረታ መደብ