ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ቲን ናምበር ፣2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ኮፒ ገይሩኩም ከተትሓሕዙ ይግባእ

2እቲ ንብረት ሰዓርቲ ምኻንኩም ካብ ዝተነገኩም ዕለት24/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ በቲ ዕለት ክሳብ ሰዓት 9፡00 ከቅርብ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 24/04/2012ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡15 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 17 01 13

ጨረታ መደብ

s