ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2012 3:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/ ዝተመዝገብኩምን ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትኽእሉ
3 ፕሮፎርማ 21/04/2012 ዓ/ም ክሳብ 23/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትኽእሉ
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 24/04/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተአሺጉ አብቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት
5 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347770388 ደዊልኩም ክትረኽቡ ትኽእሉ መኻንኩም ንሕብር