ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ መስመር ዓበይቲ ፅገናታት ዘገልግል ዝዉዕል ባል ሎደር ብክራይ ንከቅርብ ብደ.ቁ 18 114 /ቐ/መ/ማይ ዕለት 15/04/2012 ብኣ/ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል
2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ
3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር
4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 18/04/2012ዓ/ም ክሳብ 21/04/2012ዓ/ም