ኩሓ ሆስፒታል ናይ ጀነሬተር መቐያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክገዝእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ
2 ቲን ናምበር ዘለዎ
3 መቅረባይነት ሰርትፊኬት
4 ፕሮፎርማ ካን 17/04/2012ዓ/ም ክሳብ 21/04/2012ዓ/ም መእፀዊ 4፡00 ሰዓት
5 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 44 42 02 21 /09 14 00 80 94/09 14 48 61 95 ምሕታት ይካኣል