ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዞባታት ንበጀት ዓመት 2012 ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ

2 ናይ መቕረባይ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ

3 ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ

4 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም ናይ ሕዳር 2012 ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክሜንት ካብ ኮምሽን ቢሮ ቁፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ዘይምለስ 30 ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

7ካብ ዕለት 16/04/2012ክሳብ ዕለት 01/05/2012 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

8 ጨረታ ዕለት 01/05/2012 ሰዓት 8፡30 ድቀ ዝዕፆ ይከዉን

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 01/05/2012 ሰዓት 9፡00 ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s