ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን
2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 18/04/2012ዓ/ም ሰዓት 05፡00
3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪን
4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727