ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ንናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ ፣ፈርኒቸር ፡ናይ መኪና መለዋወጥን ፡ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥን ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 1, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ ሕጋዉያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 01/ 04 /2008 ክሳብ 20 /04/2008 ዓም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም
ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20 /04/ 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 451566 ወይ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል