ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝከዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2012 11:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/04/2012ዓ/ም ክሳብ 17/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ስፔር ዘርፊ ዝተሰማረኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ

s