ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒ ዲቪ ቪድዮ ካሴት ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ቀ ከተቕርቡ ትክእሉ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬት ቲን ናይ መቕረባይን ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ጨረታ መደብ