ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ፣ ጥዕና፣ ፋይናንስ ፣ ሻሪዓ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዝኢትካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/04/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/04/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57