ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት አዉን ንምድብ1 ናይ መኪና መለዋወጢን ጌጣጌጥን ኣቅሑት ምድብ 2 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን
2 ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣
3 ንተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቫት ናይ ጥቅምቲ/ ሕዳር 2012 ቫት ዲክሊሬሽን ዘቅርቡ
4 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ
6 ተጫረቲ ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም ፣ ፌርማን ክህልዎ ይግባእ
7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ንሕድሕድ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ጥራሕ እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 1-06 ካብ ዕለት 10/04/2012 ክሳብ24/04/2012 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪንጨረታ5000.00 ብ ስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ኤጄንስና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ቅድሚ ምክፋቱ ከቕርብ ዝክእል
8 እቲ ጨረታ 24/04/2012 ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል