ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክሐትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበር ኮፒ ገየሩ ዘቕርብ
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬት
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/04/2012ዓ/ም ክሳብ 14/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460062/ 460065/ ፋክስ 0344-460525 ምድዋል ይከኣል