ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2 ፕሮፎርማ  ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፀዉ

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡

ጨረታ መደብ

s