ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ቢሮና ካፍተርያ ክራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣብ ንግዲ ባንኪ ኢ/ያ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ኣታዊ ጌርኩም ደረሰኝ ሒዝኵም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ምዉሳድ ትክእሉ
2 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ግብሪ ከፋሊ ቁፅሪን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ
3 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ
4 ዉሕስና መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንክ ዉሕስና 5000 ከተትሕዙ ኣለኩም
5 እቲ ጨረታ ዕለት 23/04/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሸዑ ድማ ይክፈት
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63