ኮሌጅ ኪነጥበባት ትግራይ ናይ መስትዋት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕደጋ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

2 እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 10/04/2012 ዝፀንሕ እንትኮን ዕለት 10/04/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3  ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፌርማን ይጠቐሙ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 94 67/ 09 14 41 30 07  ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ

s