ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ሰነድ ጨረታ 20 ብር ክዕድግ ዝኽእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 06/04/2012ዐሰ/ም እስካብ 15/04/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 15/04/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s