ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ካብ ዕለት 06/04/2012ክሳብ 08/04/2012 ፕሮፎርማ እናመልእኩም ክተምፅኡ ትክእሉ
ተ.ቁ | በዝሒ | ፓርቲ ናምበር |
1 | ብሬክ ሹ | 01 |
2 | ብሬክ ፓድ | 01 |
3 | ኢነር ቤሪንግ | 04 |
4 | ኣወተር ቤሪንግ | 04 |
5 | ሎክ ወሸር | 02 |
6 | ክለዉ ወሸር | 02 |
7 | ብሬክ ፓስተር | 01 |
8 | ኤየር ክሊነር | 01 |