ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ማይ ካድራ መሬት ብሊዝ ጨረታ ናብ ተጠቀምቲ ከማሓላልፍ ይደሊ 1 ንመንበሪ ኣጐልግሎት ዝዉዕል 38 ብሎት2 ዘመናዊ ሆቴላት ካልኦትን ኣጎልግሎት ዘዉዕል 28 ብሎት 3 ንመዋእል ህፃናት ኣጎልግሎት ዘዉዕል 1 ብሎት እቲ ቤት መዛጋጃ 68 በሎታት ኣዛጋጂዩ ንተጠቀምቲ ከብፅሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
bidding: search status closed
1 እቲ ጨረታ ብ 02/04/2012 ክሳብ 15/04/2012 ምካኑ እንትሕብር
2 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 16/04/2012 ሰዓት 3፡00 እዩ
3 ሰነድ ጨረታ 150 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
5 መኸበሪ ጨረታ 5 ሚኢታዊ ከቅርብ ኣለዎ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከቅርቡ ዝኸእሉ
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0330917074/0343320166/0914248433ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።