ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ማይ ካድራ መሬት ብሊዝ ጨረታ ናብ ተጠቀምቲ ከማሓላልፍ ይደሊ 1 ንመንበሪ ኣጐልግሎት ዝዉዕል 38 ብሎት2 ዘመናዊ ሆቴላት ካልኦትን ኣጎልግሎት ዘዉዕል 28 ብሎት 3 ንመዋእል ህፃናት ኣጎልግሎት ዘዉዕል 1 ብሎት እቲ ቤት መዛጋጃ 68 በሎታት ኣዛጋጂዩ ንተጠቀምቲ ከብፅሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ቦታ: Mekele
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እቲ ጨረታ ብ 02/04/2012 ክሳብ 15/04/2012 ምካኑ እንትሕብር

2 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 16/04/2012 ሰዓት 3፡00 እዩ

3 ሰነድ ጨረታ 150 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 መኸበሪ ጨረታ 5 ሚኢታዊ ከቅርብ ኣለዎ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከቅርቡ ዝኸእሉ

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0330917074/0343320166/0914248433ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s