ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 02 /04/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት07/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለይ | በዝሒ |
1 | Oil Filter | Sample | 01 |
2 | Fuel Filter | Sample | 01 |
3 | Stablizer With Seal | sample | 02 |