ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2 ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪ ፣ መቅረባይነት መረዳአታ ምሰቲ ፕሮፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s