ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 30, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 30 /03/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት03/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | መፍለይ | በዝሒ |
1 | Roter head | Model-D-22 | 01 |
2 | Nozzle assy | Model-D-22 | 04 |
3 | Feed pump | Model-D-22 | 01 |
4 | Camplate | Model-D-22 | 01 |
5 | Injection pump over haul gasket | Model-D-22 | 01 |
6 | Feed pump cover | Model-D-22 | 01 |