ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ እንጀራን ፣ ዳቦን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ
3 መረጋገፂ ብቅዓት ፣ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
5 ሰዓረይ ብናይ ባዕሉኩም መጋዓዝያ ተቅርቡ
6 ተጫረቲ 50 ብር ብምክፋል ቢሮ ቁፅሪ 163 ካብ 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
7 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ዘትሕሱን 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉን
8 እቲ ጨረታ 17/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ይክፈት
9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
10 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 10 35 / 03 44 48 00 11