ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ሚስቱቡሽ ን ኣባዱለዓን መኪና ኣቅሑት ብፐሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 23, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 ተወዳደርቲ እዚ ሰነድ ካብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስ ብምዉሳድ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስን ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 25/03/2012 ተመሊኡ ምስተመለሰ ዕለት 25/03/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድማ ይክፈት

4 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ

ጨረታ መደብ

s