ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ዝኮነ ናይ ፈርኒቸር ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር
2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ
3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/03/2012ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ
5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/03/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37