ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ካብ ሓምለ 01/2019ዓ/ም እስካብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ናይ 2ተ ዓመት ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ክገብር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንቤት ፅሕፈትና ንምክያድ ዘኽእል ብርኪ ሓደ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ዘለዎም
2 ናይ 2012ዓ/ም ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰን ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ አሴት ታክስ መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ናምበር
3 ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ከተማ መቀለ ፈሊጡ ዝሳተፍ
4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ከስ/ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ካብ ዕለት 18/03/2012ክሳብ 02/04/2012 ዘይምለስ 30 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ ዕለት 02/04/2012ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓፁ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 41 29 /03 44 40 43 96