ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 አሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ንመጋረጃ ዝዉዕል ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩምን
3 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣
4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ናይ ቫት ዲክሊሬሽን
5 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ካብ 17/03/2012ዓ/ም ክሳብ 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዋጋ መሊኢኩም ከተእትዉ ይግባእ
6 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሑ ትክእሉ
7 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52