ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም ብናይ UNSPA በጀት ንመናእሰይ መዘናግዒ ማእኸላት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ቓሚ ንብረት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ ስፖርት ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 21, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ቢሮ ጉ /መንእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ሓባር ሕንፃ ብሎክ 1 ምድሪ ቤት ቑፅሪ 23 ብምምፃእ ንሕድሕድ 30.00 ብር ብምኽፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል::
2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3,000 .00ሰለስተሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ አለዎም::
3 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2008 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ናይ ካብ ግብሪ አካቢ ኣካል ዝኸፈሉ ምኻኖም መረዳእታን መለለይ መቅረባይ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉን::
4 ጨረታ ዕላዊ ካብ ዝኾነሉ ዕለት 21/3/2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 6/4/2008 ዝፀንሕ ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት 6/4/2008 ዓም ናይ ድሕሪ ቀትሪ 8 ፡00 ተዓፅዮ 6/ 4/ 2008 ዓም ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ኣብ ብሎክ 1 ቢሮ ቁፅሪ 23 ይኽፈት ::
5 እቲ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ናይ ጨረታ ሳጥን ከእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ ፀኒኡ ዝፀንሐሉ ን45 መዓልቲ ይኸዉን::
6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::