ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 12/03/2012ዓም ጀሚሩ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/03/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s