ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ጥሙር ዕዲጊት ንቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩም
3 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን
4 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ዘለኩም
5 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከ/ዕ/ፋ/ም/ር/ን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ
7 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 12/03/2012ዓ/ም ክሳብ 26/03/2012ዓ/ም
8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 46 11 47 /09 14 20 26 05 /09 14 75 43 18