ቢሮ ትልምን ፋይናንስን አብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርትፊኬት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበን ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ቫት ድክላሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ገዚኡ ክወዳደር ይክእል
5 እቲ ጨረታ ዕለት 24/03/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
7 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 05291 09 44 41 51 52 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ