ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2012ዓ/ም ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ፣ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 12, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩም
2 ናይ መቅረባይነት መለለይ ዝተሓደሰን ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን
3 ምልክታ ጨረታ 10/03/2012ዓ/ም - ሕዳር 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 40