ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ክ/ከ/ሓድነት መኪና ቶዮታ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝከዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 11, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፣

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 11/03/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት16/03/2012 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይቀርብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84

ጨረታ መደብ

s