ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪና ዝርከቡ ዝተፋላለዩ ቁርፅራፅ ሓፂንን ዝተፈላለዩ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed
1 እቲ ጨረታ ካብ 10/03/2012ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኩም ብምርኣይ ዋጋ እትጫረቱሉ ፖስታ ዓሺኩም ን ዕለት 27/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምቅራብ ትክእሉ
2 እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት አዛብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ከልዕል ዝክእል
3 መኸበሪ ጨረታ 15000.00 ቅርሺ ዘትሕዙ
4 እቲ ጨረታ 27/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 45 92