ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን ፀፀርን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ ዝተረጋገፀ ባት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ መስከረም 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበረን

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 09/03/2012ዓ/ም እስካብ 17/03/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 17/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s