ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን 2012ዓ/ም መስሕባት ክልልና ዘላልዩ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብሮሸር ብቀንቃ ትግርኛን ኢንግሊዘኛን ፣ ፖስትካርድን ከሐትም ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 05/03/2012 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል
3 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/03/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት
ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177