ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን 2012ዓ/ም መስሕባት ክልልና ዘላልዩ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብሮሸር ብቀንቃ ትግርኛን ኢንግሊዘኛን ፣ ፖስትካርድን ከሐትም ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 05/03/2012 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/03/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s