ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዩኒፎርማ ንደቂ ኣንስትዮ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስፊ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2012 8:20 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት

4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይካኣል

6 መከበሪ ጨረታ ብር 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ብሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዝተሰርሐ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቕረብ

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 2/03/2012ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 8፡00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/03/2012ንጉሆ ሰዓት8፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8፡20 ይክፈት

9 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻና ፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 38

ጨረታ መደብ