ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መቀያየሪ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 2, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቕርብ
3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ
4 ፕሮፎርማ 02/03/2012ዓ/ም ክሳብ 04/03/2012ዓ/ም ሰዓት11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 05/03/2012 3:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል