ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ዝተቀየሩ ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፣ ፈርኒቸር ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት ፣ ናይ ሕርሻ ናዉቲ ፣ ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሕን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 2, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ነባርነት  መታወቅያ

2 ሰነድ ጨረታ 30 ብር ከፊሎም ጨረታ ዝወፀ ዕለት 1/03/2012 ጀሚሩ ክሳብ 15/03/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

3 መክበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ።

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ጨረታ መደብ

s