ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኢንድስትሪያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 2, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011ዓ/ም ናይቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ካርድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት
2 ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ ፣ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ናይ 2011ዓ/ም አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2012 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
5 መክበሪ ጨረታ 10000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤
6 እቲ ፕሮፎርማ 01/03/2012 ዓ/ም ከሳብ 04/03/2012 ሰዓት 2:50 ይፀንሕ
7 እዚ ፕሮፎርማ 4/03/2012 ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት።
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ።
ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / 0344-470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::