ማይጨዉ ለምለም ካርል ሆስፒታል አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም አብ ዉሽጢ ንዘካየዶ ፋርማሲ ክፍሊ ምምዕርራይ ስታንዳርዱ ዝሐለወ አወሃህባ መድሓኒት ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ናይ አልሙኒም አቁሑት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 15, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
- ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን
- ቫት ተመዝጋቢ ዘኮነ
- ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ቅርሺ ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
- ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
- 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክኸፍል ዝክእል::
- ጨረታ ኣብአየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 15 /03/ 08 ዓ/ም እስካብ 29 /03/ 08 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29 /03 / 08 ዓ/ም ሰዓት 8:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 29/03/ 08 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
- ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
- ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
- እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::