ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 26/02/2012ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይከውን፡፡
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል፡