ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሎት 1 ፅገና ግሪን ሃዉስን ስራሕቲ ዝርገሐ መስመርን ምግጥጣምን ኣብ ሑመራን መቐለን ሎት2 ካብ ሓፀን ዝስራሕ መቀመጢ ግሪን ሃዉስ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ሕጋዊ ናይ ንግዲ ትካላት ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 50.00 ብር ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ /ዶክመንት/ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምውሳድ ትክእሉ ምዃንኩም እናሓበርና ኣብ ጨረታ ንምስታፍ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ምምላእ የድሊ፡፡
2 ናይ ሎሚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊ ቲን ቁፅሪ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የድሊ፡፡
2 ቢሮና 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡
3 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡
4 እቲ ጨረታ 15/03/2012ዓ/ም 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት ክርከቡ ዝድለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402801/0342-407026 ምድዋል ይከኣል፡፡