ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ናይ ግብሪ ከፋላይ ማት እዉን ቲን ናምበር ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
2 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ
3 ሰነድ ጨረታ ዝፀንሓሉ 28/02/2011ዓ/ም ክሳብ 01/03/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ይክፈት
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54