ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት ኣቁሑት ን 2008 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 15, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኵም ንክተወዳደሩ ንዕድም
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ንጥብታት
- በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ነበርን ከቅርብ ዝኽእል ::
- ሓዱሽ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ::
- ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑን ከምኡዉን ንዝማልኡ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ክሳትፍ ዝክእል::
- ካብ ጥቅምቲ ወርሒ ኣትሒዙ ቫት ዲክላር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::
- መክበሪ ጨረታ ንፅሬት ኣቁሑት 1000 (ሓደ ሽሕ ) ብር : ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
- ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 20.00 (ዒስራ ብር )ብምኽፋል ካብ ዕለት 14 / 03 / 2008 ዓ/ም ጀሚሩ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት አብ ዞባ ደቡብ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ 4ይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 8 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከአል::
- እቲ ጨረታ ሳንዱቅ 29/ 03 /2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽብሉ አብ ከተማ ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ 4ይ ፎቅ ቢሮ ቑፅሪ 8ተ ይኽፈት::
- ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
- እቲ ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምዉሳክ ምቕናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
- ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 15 መዓልቲይኸዉን::
- ትራንስፖርት ብዓሉ ናብ ከተማ ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ከቕርብ ዝኽእል :
- ንተወሳኺ ሓበሬታ:
ብስልኪ ቁፅሪ 0347770505
ብሞባይል ቁፅሪ 0914785535 0914785675 0914769023 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል