ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዉሽጢ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ ዝፈረሰ ሓፁር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በዚ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ጨረታ ዋጋ ዘቕርቡ
3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት፡፡
4 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ: