ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ኣብ 2012 ዓ/ም ናይዚ መን ግብሪ ዝኸፈልኩም
2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ ::
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም፤
4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::
5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት ካብ 19/02/2012ዓ/ም ክሳብ 24/02/2012 ዓ/ም እንትከዉን 5:00 ናይ ንጉሆ::
6 መረከቢ ሰዓት 5፡30
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0344-461121 ብምድዋል ይሕተቱ::